ሰሌዳ ትሕዝቶታት
ምስጋና……………………………………………………………………………….. ix
ቃል ደራሲ………………………………………………………….. xi
መእተዊ……………………………………………………………… 1
ምዕባይ ቈልዑን ብድሆታቱን……………………………………….. 1
ምዕራፍ 1
ዝተፈላለዩ መዳያት ዕብየታት ቈልዑ……………………………….. 24
ዕብየት ቈልዑ እንታይ ማለት እዩ?………………………………………………. 24
ኣካላውን ምውስዋሳውን ዕብየት……………………………………….. 26
ናይ ኣእምሮ ዕብየት……………………………………………………… 26
ትምህርታዊ ዕብየት……………………………………………………….. 27
ዕብየት ምኽኣል ቋንቋ…………………………………………………… 29
ስምዒታዊ ዕብየት…………………………………………………………. 30
ማሕበራዊ ዕብየት…………………………………………………………. 31
ኣብ ዕብየት ቈልዑ ጽልዋ ዘለዎም ነገራት………………………………………. 33
ምዕራፍ 2
ቅድታት ኣተዓባብያ ቈልዑ………………………………………….. 39
ምልካዊ ቅዲ ……………………………………………………………… 40
ደሞክራሲያዊ ቅዲ……………………………………………………….. 45
ፋሉል ዝሰድድ ቅዲ……………………………………………………… 48
ምሕሳም ቅዲ……………………………………………………………… 51
ኣየናይ ቅዲ ምጥቃም ይሓይሽ……………………………………………………. 53
ምዕራፍ 3
ወለዲ፡ ኣብ ምኹስኳስ ቈልዑ ከማልእዎም ካብ ዘለውዎም ኣገደስቲ ነገራት 59
ምእላይ ነብሶም……………………………………………………………………… 59
ዘድልይዎም ክእለታት ቀጻሊ ምድላብ…………………………………………… 60
ኣርኣያ ምዃን ………………………………………………………………………. 61
ምቁጽጻር ሕርቃን…………………………………………………………………… 64
ሰሚርካ ምስራሕ…………………………………………………………………. 65
ንቘልዑ ዝተፈለየ ግዜ ምምዳብ ………………………………………………….. 68
ንቘልዑ ብግቡእ ምስማዕን ምዝራብን …………………………………………… 70
ንቘልዑ፡ ብዘይቅድመ ኩነት ምፍቃርን፡
ፍቕርኻ ምግላጽን…………………………………………………………………… 72
ንቘልዑ ኣብ ቦትኦም ኴንካ
ስምዒቶምን ድሌቶምን ምርዳእ …………………………………………………. 75
ንቘልዑ ምትብባዕን ምንኣድን ……………………………………………………. 77
ምዕራፍ 4
ምምልማልቈልዑ…………………………………………………….. 82
ምንጻፍ ድልዱል መሰረት ስነ-ምግባር……………………………………………. 84
ምምልማል ውሽጣዊ ጽባቐ ዘለዎም ቈልዑ………………………………………. 86
ምንጻፍ ድልዱል መሰረት ክእለታት ህይወት…………………………………… 90
ኣጠቓቕማ ግዜ ………………………………………………………….. 92
ኣጠቓቕማ ዝተፈላለዩ ጸጋታት ………………………………………… 94
ምስ ሰባት ናይ ምንባር ክእለት ……………………………………….. 95
ናይ ምሕታትን ምምርማርን ክእለት …………………………………. 96
ሓሳብካ ናይ ምግላጽን ናይ ካልኦት
ሓሳባት ናይ ምስማዕን ክእለት ………………………………………… 97
ሓበሬታ ምእካብን ውሳኔ ምውሳንን ………………………………….. 98
ጉቡእካን መሰልካን ምፍላጥ …………………………………………… 99
ይቕረታ ናይ ምሕታት ክእለት …………………………………….. 100
ምንጻፍ ድልዱል መሰረት ርእሰ-ምትእምማን ……………………………….. 102
ርእሰ-ኽብሪ ንኸማዕብሉ ምድጋፍ …………………………………………….. 104
ርእሰ-ኽብሪ ንኸማዕብሉ ክግበሩ ዝኽእሉ ነገራት …………………………… 107
ርእሰ-ምትእምማን ንኸማዕብሉ ምድጋፍ ……………………………………… 110
ርእሰ-ምርኮሳ ንኸማዕብሉ ምድጋፍ …………………………………………… 113
ምዕራፍ 5
ምክልኻልን ምእራምን ጸገማት …………………………………… 116
ምክልኻል ጸገማት ………………………………………………… 117
ምስ ቈልዑ ጥቡቕ ዝምድና ምፍጣር ……………………………… 118
ሕግን ደረትን ምግባር ………………………………………………… 119
ላዛ ኣዘራርባ ……………………………………………………………. 122
ምትግባር ዝወጹ ሕግታትን ደረታትን ……………………………… 123
ጽቡቕ ነገር ክገብሩ ኸለዉ ምንኣድን ምሽላምን ………………… 124
ሸለል ክበሃሉ ዝግብኦም ደቀቕቲ ነገራት
ሸለል ምባል ……………………………………………………………. 125
ንጌጋ እምበር፡ ንቘልዑ ዘይምጽላእ …………………………………. 126
ሕጊ ክጠሓስ ከሎ፡ በቲ ኣቐዲሙ ዝጸደቐ ሕጊ
ከም ዝሕሎ ምግባር…………………………………………………….. 127
ምእራም ጸገማት ………………………………………………….. 128
ቀጥታዊ ምይይጥ ምግባር …………………………………………… 132
ካብቲ ዝገብርዎ ንጥፈት ምቁራጽ ወይ
ካብቲ ቦታ ምእላይ …………………………………………………… 133
ቅቡል ዝዀነ ሳዕቤን ተግባሮም ምጥቃም ………………………….. 134
ምዕራፍ 6
ምብዳል ቈልዑ ………………………………………………….. 139
ምብዳል ቈልዑ እንታይ ማለት እዩ? …………………………………………. 140
ኣካላዊ በደል …………………………………………………………… 141
ምጉዳእ ስምዒት………………………………………………………… 142
ጾታዊ በደል……………………………………………………………… 143
ምጉዳል መሰረታዊ ምንባይ…………………………………………… 145
ንቘልዑ መን ክብድሎም ይኽእል? …………………………………………. 146
ቈልዑ ዝብድሉ ሰባት ስለምንታይ ይብድልዎም?……………………………. 147
ምብዳል ቈልዑን ኣብ ልዕሊኦም ክህልዎ ዝኽእል ሳዕቤንን…………………. 149
ሕብረተ-ሰብን ምብዳል ቈልዑን………………………………………………… 152
ምዕራፍ 7
ሓለዋ ቈልዑ ……………………………………………………… 153
ሓለዋ ቈልዑ እንታይ ማለት እዩ?……………………………………………… 153
ቈልዑ ካብ በደል ንምክልኻል፡
መን እዩ ሓላፍነት ዘሎዎ?……………………………………………. 154
ኣብ ቈልዑ ዝወርድ በደል እንታይ ማለት እዩ? …………………. 154
ኣብ ቈልዑ ዝወርድ በደል እንተ ኣጋጢሙ
ናብ መን ይሕበር?…………………………………………………….. 155
ቈልዑ ካብ መን’ዩ ሓለዋ ዝግበረሎም? ……………………………. 155
መርመራ ክካየድ እንተዀይኑ፡
እቲ መርመራ እንታይ የጠቓልል?………………………………….. 156
ሕጋዊ መስርሕ ሓለዋ ቈልዑ ከመይ ይመስል? …………………. 156
ኩሉ ዝሕበር ሓበሬታ ሓቂ ድዩ? ………………………………….. 160
ውልቀ ሰባት ይኹኑ ትካላት ከይሕብሩሎም
ወለዲ ክጥንቀቑ ኣለዎም ዶ?………………………………………… 160
ብዛዕባ ሓለዋ ቈልዑ ኣብ ወለዲ ዘሎ
ግጉይ ኣረዳድኣን ሳዕቤኑን …………………………………………………….. 161
ብዛዕባ ሓለዋ ቈልዑ ዝወሃብ ሓበሬታ ……………………………… 163
ኣብ ስደተኛ ማሕበረ-ሰብ ዘሎ ኣረዳድኣ ………………………….. 166
ቈልዑ ከይሕብሩ ምፍራህ …………………………………………… 168
እኹል ግዜን ስልጠናን፡
ኣብ ኣተዓባብያ ቈልዑ ዘይምርካብ ……………………………………………. 170
ስለምንታይ ወለዲ ንሓለዋ ቈልዑ ይፈርህዎ? ………………………………. 172
ጌጋ ርድኢትን ሳዕቤኑን ………………………………………………………… 175
ግቡእ ኣገልግሎት ዘይምርካብ ……………………………………….. 175
ምጥፋእ ርእሰ-ምትእምማን ኣብ ምዕባይ ቈልዑ ………………….. 176
ሓለዋ ቈልዑ ኣብ ኤርትራ ከመይ ይመስል? ……………………………….. 177
ምዕራፍ 8
ቈልዑ ከም ኣስተርጎምቲ ምጥቃም ………………………………. 183
ብቕዓት ምስትርጓም …………………………………………………………….. 185
ምልከት ቋንቋ ……………………………………………………………………. 186
ምርዳእ ሓሳብ ……………………………………………………………………. 186
ምዕቃብ ምስጢር ………………………………………………………………… 187
ዘይሻራውነት ……………………………………………………………………… 187
ወለድን ወሃብቲ ኣገልግሎታትን ከመሓላልፍዎ ዝደልዩ
መልእኽቲ ዘይምምሕልላፍ …………………………………………………….. 188
ኣብ ቈልዑን ኣተዓባብይኦምን ክህልዎ ዝኽእል
ኣሉታዊ ጽልዋ …………………………………………………………………… 189
ምዕራፍ 9
ንቘልዑ ኣብ ትምህርቲ ዘጋጥምዎም ብድሆታትን
ኣተኣላልይኦምን…………………………………………………… 193
ኣብ ቤት ትምህርቲ ዘጋጥምዎም ብድሆታት………………………………….. 198
ምዝገባ ኣብ ቤት ትምህርቲ……………………………………………………… 198
ትምህርቲ ሓሊፍዎም ምጽናሕን
ኣብ ዘይደረጅኦም ምእታውን…………………………………………………… 200
ንቘልዑ ቋንቋን ትምህርትን ክብርትዖም ይኽእል……………………………. 203
ኣብ ቤት ትምህርቲ ከጋጥምዎም ዝኽእሉ ዓሌታውን
ካልእ ዓይነት ተነጽሎታትን ጐነጻትን…………………………………………… 205
ዝምድና ወለድን ቤት ትምህርትን……………………………………………… 208
ብወገን ወለዲ ክግበሩ ዝግበኦም ደገፋትን
ዘጋጥሙ ጸገማትን…………………………………………………………………. 212
ወለዲ፡ ብዛዕባ ምዕባለ ደቆም፡
ጌጋ ስእሊ ክህልዎም ይኽእል…………………………………………………… 212
ልዑል ጸቕጢ ኣብ ልዕሊ ቈልዑ ምግባርን፡
ብዘርእይዎ ምዕባለ ዘይምዕጋብን………………………………………………… 213
ዝንባሌኦም ከለልዩ ዘይምሕጋዝን
ንዝንባሌኦም ዘይምቕባልን……………………………………………………….. 219
ናይ ምምሃር ቅድታት……………………………………………………………. 223
ፍልጠት ወለዲ ብዛዕባ ኣገባብ ትምህርቲ
እቲ ዝነብርዎ ሃገር……………………………………………………………….. 225
ክእለት ቋንቋ ወለዲ………………………………………………………………. 226
ደረጃ ትምህርቲ ወለዲ…………………………………………………………… 228
ወለዲ፡ ንቘልዑ ክግበሩሎም ዝኽእሉ ሓገዛት ዘይምፍላጥ…………………… 231
ምዕራፍ 10
መራኸቢ ብዙሓንን ክግበሩ ዝኽእሉ ጥንቃቐታትን……………….. 239
ቈልዑ ካብ መራኸቢ ብዙሓን ክረኽብዎ ዝኽእሉ
መኽሰብ …………………………………………………………………………… 243
መራኸቢ ብዙሓን ኣብ ልዕሊ ቈልዑ
ከስዕቦ ዝኽእል ኣሉታዊ ጽልዋ………………………………………………….. 244
ትሕዝቶ መራኸቢ ብዙሓንን ኣሉታዊ ጽልዉኡን……………………………. 245
ኣብ መራኸቢ ብዙሓን ዘሕልፍዎ ግዜን
ኣሉታዊ ጽልዉኡን ……………………………………………………………… 247
ክዉሰዱ ዝኽእሉ ስጉምትታት………………………………………………….. 249
ምዕራፍ 11
ኢንተርነትን ክግበሩ ዝኽእሉ ጥንቃቐታትን………………………. 256
ክርእይዎ ዝኽእሉ ትሕዝቶ……………………………………………………… 257
ክረኽብዎም ወይ ክላለይዎም ዝኽእሉ ሰባት…………………………………. 258
ኣብ ኢንተርነት ከጥፍእዎ ዝኽእሉ ግዜ……………………………………….. 260
ክውሰዱ ዝኽእሉ ስጉምትታት………………………………………………….. 262
መቆጻጸሪ መንገድታት……………………………………………………………. 266
ምዕራፍ 12
ምጽንባር ናብ ጉጅለ ገበነኛታት መንእሰያት……………………… 271
ጉጅለታት መንእሰያት …………………………………………………………… 271
ጉጅለ ገበነኛታት መንእሰያት እንታይ ማለት እዩ?…………………………… 273
ቅርጺ ኣወዳድባ ጉጅለ ገበነኛታት መንእሰያት……………………………….. 274
ዓንኬል ዑደት ተሳትፎ ሓደ ኣባል፡
ኣብ ጉጅለ ገበነኛታት መንእሰያት……………………………………………… 275
ስለምንታይ ናብ ጉጅለ ገበነኛታት መንእሰያት ይኣትዉ?………………….. 279
ብኸመይ መንገዲ ይኣትዉ?…………………………………………………….. 286
ኣባላት ጉጅለ ገበነኛታት መንእሰያት ከርእይዎም
ዝኽእሉ ጠባያትን ምልክታትን………………………………………………….. 287
ንጥፈታት ጉጅለ ወረበላታት መንእሰያት……………………………………… 290
ኣብ ጉጅለ ገበነኛታት ምእታውን ኣብ ህይወቶም ዘሎዎ
ኣሉታዊ ሳዕቤንን………………………………………………………………….. 295
ንስደተኛታት መንእሰያት እዞም ብድሆታትን ጸገማትን
የጋጥምዎም ዶ?…………………………………………………………………… 297
ቈልዑ፡ ኣብ ጉጅለ ገበነኛታት መንእሰያት ንኸይኣትዉ፡
ወለዲ ክገብርዎም ካብ ዝኽእሉ ነገራት……………………………………….. 300
ንኽወጹ ንምሕጋዞም ክግበሩ ካብ ዝኽእሉ ነገራት…………………………… 304
መደምደምታን ምሕጽንታታትን……………………………………. 312
መወከሲታት……………………………………………………….. 320